ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ፡ ብመንግስቲ ቅሬታ ዝቐረበሉ ትዊተር ኣብ ጉዳይ እታ ሃገር ሻራ ከምዘይወስድ ገሊጹ

ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ግና ብሰሉስ፡ ትዊተር ንገጻት ዋና ዳይሬክተር 'ኒው ኣፍሪካ ኢንስቲትዩት' ዶክተር ስምኦን ተስፋማርያም ምድስካሉ ብምንቃፍ ዳግመ መረመራ ክገብር ሓቲቱ። ...